If the Tigrinya letters on our site do not display properly, click here for help
If you are using a Microsoft Windows computer, download either GeezMahtemUnicode Font OR Download GeezTypeNet Font and save it under your system's "Fonts" folder.
If you are using an Andriod based phone, Download GeezIME for Android

Apple iPhones and iPads do not have support for geez fonts

ኣሮን ክብረኣብ

መዓረይ(meArey)
በዓል ግርማ ኣበር ኣልቦ
ናተይ ተትኾኒ እንታይ ኣለዎ

በዓል ግርማ ኣበር ኣልቦ
ናተይ ተትኸውን እንታይ ነይርዎ

በዓል ግርማ ኣበር ኣልቦ
ናተይ ተትኾኒ እንታይ ኣለዎ

በዓል ግርማ ኣበር ኣልቦ
ናተይ ተትኸውን እንታይ ነይርዎ

መዓረይ ፍቕረይ ናተይ
ከምቲ ዘፍቅረኪ ተፍቅሪ ዶኾን

መዓረይ ፍቕረይ ናተይ
ከምቲ ዘፍቅረካ ተፍቅር ዶኾንካ

መዓረይ ፍቕረይ ናተይ
ከምቲ ዘፍቅረኪ ተፍቅሪ ዶኾን

መዓረይ ፍቕረይ ናተይ
ከምቲ ዘፍቅረካ ተፍቅር ዶኾንካ

ከምታ ጸሓይ ዶኽብለኪ
ሰብ ዕንበባ ኮይነ ክስዕበኪ

ፍቅሪ ናመገዲ ከምዚ ድዩ
ሰንኪ ዓይነይ ልበይ ዕዳ ኣትዩ

ጾም እያ ኢሎማ ዘይሰዓረት
ከም ባሕታውያን ዝበደለት
እዋይ ሓፍተይ ዝተቀለዕት
ረኺበያ ልበይ እንዳነብዕት

በዓል ግርማ ኣበር ኣልቦ
ናተይ ተትኾኒ እንታይ ኣለዎ

በዓል ግርማ ኣበር ኣልቦ
ናተይ ተትኸውን እንታይ ነይርዎ

በዓል ግርማ ኣበር ኣልቦ
ናተይ ተትኾኒ እንታይ ኣለዎ

በዓል ግርማ ኣበር ኣልቦ
ናተይ ተትኸውን እንታይ ነይርዎ

መዓረይ ፍቕረይ ናተይ
ከምቲ ዘፍቅረኪ ተፍቅሪ ዶኾን

መዓረይ ፍቕረይ ናተይ
ከምቲ ዘፍቅረካ ተፍቅር ዶኾንካ

መዓረይ ፍቕረይ ናተይ
ከምቲ ዘፍቅረኪ ተፍቅሪ ዶኾን

መዓረይ ፍቕረይ ናተይ
ከምቲ ዘፍቅረካ ተፍቅር ዶኾንካ

መዓረይ ፍቕረይ ናተይ
ከምቲ ዘፍቅረኪ ተፍቅሪ ዶኾን

መዓረይ ፍቕረይ ናተይ
ከምቲ ዘፍቅረካ ተፍቅር ዶኾንካ

ፍጥረት ጸሓይ ዶ ክበልኪ
ከም ዕንበባ ኮይነ ክስዕበኪ

ፍቅሪ ማዕዶ ማዕዶ ከምዚ ኢዩ
ሰንኪ ዓይነይ ልበይ ዕዳ ኣትዩ

ኣይኮለሰት ኣይበለዕት
ከም ከብቲ ተጉስዕ እንዳ ጸነሓት
ኣጋጣሚ ኣትያ ምስ ከፈተት
ምስኪን ልበይ ኣብ ውሽጣ ተረፈት

በዓል ግርማ ኣበር ኣልቦ
ናተይ ተትኾኒ እንታይ ኣለዎ

በዓል ግርማ ኣበር ኣልቦ
ናተይ ተትኸውን እንታይ ነይርዎ

በዓል ግርማ ኣበር ኣልቦ
ናተይ ተትኾኒ እንታይ ኣለዎ

በዓል ግርማ ኣበር ኣልቦ
ናተይ ተትኸውን እንታይ ነይርዎ

መዓረይ ፍቕረይ ናተይ
ከምቲ ዘፍቅረኪ ተፍቅሪ ዶኾን

መዓረይ ፍቕረይ ናተይ
ከምቲ ዘፍቅረካ ተፍቅር ዶኾንካ

መዓረይ ፍቕረይ ናተይ
ከምቲ ዘፍቅረኪ ተፍቅሪ ዶኾን

መዓረይ ፍቕረይ ናተይ
ከምቲ ዘፍቅረካ ተፍቅር ዶኾንካ

ጾም እያ ኢሎማ ዘይሰዓረት
ወደጃ ማዕዶ ልዕሊ ኩለን
ቆራቢት ጸጋ እንዳመሰለት
ረኺበያ ልበይ ንዳነብዕት