If the Tigrinya letters on our site do not display properly, click here for help
If you are using a Microsoft Windows computer, download either GeezMahtemUnicode Font OR Download GeezTypeNet Font and save it under your system's "Fonts" folder.
If you are using an Andriod based phone, Download GeezIME for Android

Apple iPhones and iPads do not have support for geez fonts

ንሂምያ ዘርኣይ

ሓዙለይ(Hazuley)
ኣታ ሓዙለይ ሓዙለይ በሉ
ይርሕቀኒ ኣሎ ልቡ ጠቕሊሉ
ዓይነይ ንዑዑ እናጠመተ
እቲ ልበይ ንፍቕሩ ዝለመደ
ሓዙለይ ሓዙለይ ኣርሒቑ ከይከደ

ሓዝዎ ሓዝዎ ሓዝዎ
ፍቕሪ ኣለኒ ሓደራ በልዎ
ሓዙላ ሓዙላ ሓዙላ
ፍቕሪ ኣለዋ ሓደራ በሉላ
ካብ ሕቑፉኡ እንተተፈለኹ ፣ወጽዓ
ጥዑም ቃሉ እንተተሓረምኩ ፡ቃንዛ
ናተይ ኢኺ እታ ዝበለኒ፡ኣነ እንድየ
መባልይተይ እታ ዝበለኒ፡ባዕለይ እንድየ
ሓዝዎ ሓዝዎ ኣርሒቑ ከይከደ
ሓዝዎ ሓዝዎ ሓዝዎ
ፍቕሪ ኣለኒ ሓደራ በልዎ
ሓዙላ ሓዙላ ሓዙላ
ፍቕሪ ኣለዋ ሓደራ በሉላ

ኣይክእሎን ብዘይ ንሱ ብዘይንሱ
ናበይ ኢዩ ልበይ ሒዙ ቀልበይ ወሪሱ
ክጽየቕ ‘ዶ ኮይነ ረኺበ ከይስእን ፈሪሐ
ኣታ ኣነ፨
ሓዝዎ ሓዝዎ ሓዝዎ
ፍቕሪ ኣለኒ ሓደራ በልዎ
ሓዙላ ሓዙላ ሓዙላ
ፍቕሪ ኣለዋ ሓደራ በሉላ
እምነቱ’ከ ኣበይ ደኣ ኣቢሉ
እቲ ማሕላ ዝበለኒ ኩሉ
ፍቅሩ ሰዒሩኒ ርኹምሽ ምስ በልኩ
ከይደ ዝበለኒ ብልቡ’ዶ ኾን እዩ

ሓዝዎ ሓዝዎ ሓዝዎ
ፍቕሪ ኣለኒ ሓደራ በልዎ
ሓዙላ ሓዙላ ሓዙላ
ፍቕሪ ኣለዋ ሓደራ በሉላ

ሓዝዎ ሓዝዎ ሓዝዎ ሓዝዎ
ሓዝዎ ሓዝዎ ሓዝዎ ሓዝዎ
ንልበይ ወሲዱ ከይዱ ኣሎ ሒዝዎ

ሓዙለይ ሓዙለይ ሓዙለይ ሓዙለይ
ሓዙለይ ሓዙለይ ሓዙለይ ሓዙለይ
ንዉነይ ዘሚቱ ከይዱ ‘ሎ ሓዙለይ
ሓዝዎ ሓዝዎ ሓዝዎ ሓዝዎ
ፍቕሪ ኣለኒ ቦቦኻ በልዎ