If the Tigrinya letters on our site do not display properly, click here for help
If you are using a Microsoft Windows computer, download either GeezMahtemUnicode Font OR Download GeezTypeNet Font and save it under your system's "Fonts" folder.
If you are using an Andriod based phone, Download GeezIME for Android

Apple iPhones and iPads do not have support for geez fonts

ተስፋይ መሓሪ

ሕጂ ግርም(hiji girm)
ሕጂ ግርም ግርም ሕጂ ግርም
ሕጂ ግርም ግርም ሕጂ ግርም
ሕጂ ግርም ኮነ ሕጂ ግርም
ሕጂ ግርም ኮነ ሕጂ ግርም
ሕጂ ግርም ግርም ሕጂ ግርም
ሕጂ ግርም ግርም ሕጂ ግርም
ሕጂ ግርም ኮነ ሕጂ ግርም
ሕጂ ግርም ኮነ ሕጂ ግርም

ሕጂ ግርም ሕልመይ ሰሚሩለይ
ምስ ልበይ ዘሚራ ማመተይ
ፈውሶም ተረኺቡ መትነይ ጂማውተይ
ፍስህስህ ኢሉዋ መቺኡዋ ነብሰይ

ኣስሒቱ ኣስናንኪ ሰርቢ ዝሓጸቦ
ዚ መንቀጺ ዓይኒ ሪኢኻ ዘይትጸግቦ
ስሑል የዒንትኺ ብደውካ ዘፍዝዛ
ስጋ ሰብ በሲዐን ልቢ ሰብ ዝሕዛ

ወይኒ ከናፍርኪ ምጸኒ ዝብላ
ከንፈርካ ኣንቂጸን ጸድፊ ዘዘክራ

ኣሽንኳይዶ ጎበዝ ሄዋን ኺ ነና
ሕጹብ ዩ መልክዕኪ ከም ቀስተ ደመና

ሕጂ ግርም ግርም ሕጂ ግርም
ሕጂ ግርም ግርም ሕጂ ግርም
ሕጂ ግርም ኮነ ሕጂ ግርም
ሕጂ ግርም ኮነ ሕጂ ግርም

ሕጂ ግርም ሕልመይ ሰሚሩለይ
ምስ ነብሰይ ዘሚራ ማመተይ
ፈውሶም ተረኺቡ መትነይ ጂማውተይ
ፍስህስህ ኢሉዋ መቺኡዋ ነብሰይ

ኣስሒቱ ኣስናንኪ ሰርቢ ዝሓጸቦ
እዚ መንቀጺ ዓይኒ ሪኢኻ ዘይትጸግቦ
ስሑል የዒንትኺ ብደውካ ዘፍዝዛ
ስጋ ሰብ በሲዐን ልቢ ሰብ ዝሕዛ

ጻድቕ ግዲ ኮይኑ ቲ ዝመረቐኒ
ምስ ሰባት ትነብሪ መልኣኽ በጺሕክኒ
ጻድቕ ግዲ ኮይኑ ቲ ዝመረቐኒ
ምስ ሰባት ትነብሪ መልኣኽ በጺሕክኒ