If the Tigrinya letters on our site do not display properly, click here for help
If you are using a Microsoft Windows computer, download either GeezMahtemUnicode Font OR Download GeezTypeNet Font and save it under your system's "Fonts" folder.
If you are using an Andriod based phone, Download GeezIME for Android

Apple iPhones and iPads do not have support for geez fonts

ተፈኖ

ፈኑስ(Fanus)
ሎሚንዶ ሎሚንዶ ሎሚንዶ ሎሚንዶ
ፋኑስ ብርኪ ሊሎ
ኣይትምለስንዶ ...
ሰማይ ጅግና ኣይትቅልቀልንዶ
ፍቕሪ ኣለኒ ፋኑሰይ ንዓንዶ

ሰማይ ጅግና ሓወልቲ ልቢ
ጻማ ደምካ ረኺቡዩ ዓስቢ
ዝጋነመ ኣንበሳ ነብሪ ዓቢ እንባ
ኢራ መሮር ኣንታ ሎሚንዶ

ወጊሓንዲያ መሬት ፈኑሰይ ነዓንዶ
ነዓ ረኤ ኣይትሰምዓንንዶ

ወራር ሓደ እበሃል ሸሞንተ
ሕሉፍ ኒሕካስ ሓደ ንዓሰርተ

ሰማይ ጅግና ሓወልቲ ልቢ
ጻማ ደምካ ረኺቧዩ ዓስቢ

ስጉምቲ የእጋርካ ትርግታ ልብኻ
ነኺሶሞ ነኣሽቱ የሕዋትካ
ብስምካ ክምሕሉ ፈኑሰይ እንዳበሉ
እንባሕ ክብሉ ኣንታ ሎሚንዶ
ካላሽንካስ ትቱኩስ እያ ዘላ
ይጎዩ ኣለዉ፣ ይቀዳደሙላ

ሰማይ ጅግና ሓወልቲ ልቢ
ጻማ ደምካ ረኺቡዩ ዓስቢ

ሎሚንዶ ሎሚንዶ
ሎሚንዶ ሎሚንዶ
ፋኑስ ብርኪ ሊሎ
ኣይትሰምዓንንዶ...
ሰማይ ጅግና ኣይትምለስንዶ
ዝኽሪ ኣለኒ ፋኑሰይ ንዓንዶ

ሰማይ ጅግና ሓወልቲ ልቢ
ጻማ ደምካ ረኺቡዩ ዓስቢ
ኣይሞትካን ፋኑሰይ መንፈስካ ቃላትካ
ኣይሃሰሰን ጻዕዳ ልብኻ
ን ዓንዶ ረኣዮም ሰብደምካ ዓቢዶም
ጨርቆም ድረቢዮም ኣንታ ሎሚንዶ
ካላሽንካስ ትቱኩስ እያ ዘላ
ይጎዩ ኣለዉ ይቀዳደሙላ

ሰማይ ጅግና ሓወልቲ ልቢ
ጻማ ደምካ ረኺቡዩ ዓስቢ