If the Tigrinya letters on our site do not display properly, click here for help
If you are using a Microsoft Windows computer, download either GeezMahtemUnicode Font OR Download GeezTypeNet Font and save it under your system's "Fonts" folder.
If you are using an Andriod based phone, Download GeezIME for Android

Apple iPhones and iPads do not have support for geez fonts

ሮቤል ሚካኤል

ኣነስክኾነለይ(aneskkoneley)
ኣንታ ክኾነለይ ክኾነለይ ኣነስ ክኾነለይ ኣቤት ክኾነለይ
ኣብ ምድረበዳ ዓይኒ ማይ ዝረክብ ዕድለይ
ነዛ ዓይኖም ክርእይዋ ክዕበት ዝሃርፉ
ከም ጸላሎት ድሕሪ ቀትሪ ድሕሪኣ ዝተርፉ

መሀነኒት መሀነኒት
ብዘይ ገለ በጃኺ ብዘይ ገለ በጃኺ
ናተይ’ያ ኮይናየ

ከም ነብሱ ዘፍቅረካ ክትረከብ ኣብዚ ግናይ ግዜ
ድሕሪ ጥልዕ ምባልብምርቓኻ ኢኻ ትዋዘ
ብሮታ ትኸውን እምበር ዘይለግስ ምስኣ ዝመውት
እንዳሰሓቕካ ትነብር ዘይውዳእ ሕጽኖት

መሀነኒት መሀነኒተይ መሀነኒት መሀነኒተይ
መሀነኒት መሀነኒተይ መሀነኒት መሀነኒተይ
ኣንታ ኣነስ ክክኾነለይ ኣቤት ንዓይ ክኾነለይ
ኣሰይ ንዓይ ክኾነለየ
ሕጂ እየ ተወሊደ ተበልኩስ ትሕዘለይዶ’ዛ ኣደይ

መሀነኒት መሀነኒተይ መሀነኒት መሀነኒተይ
መሀነኒት መሀነኒተይ መሀነኒት መሀነኒተይ

እንተስ ካብዘይ ዕቃላት ዕቕሊ ተማሂረ
እንተስ ድሌተይ ምስኣ ንፈጣሪ ተማህሊለ
በቃ ናይ ኣፈይ ይትረፍኩም
ዝምልእን ዘጉድልንምፍላዩ ‘ዶ ከይተፍኣኩም
ጥዕናን ሕማምን
ናተይ መዃና ፍለጡ
ኣታ ኣንስ ክኾነለየ ሓሳብ ልበይ ሰሚሩለይ

ኣንታ ኣነስ ክኾነለይ ኣቤት ንዓይ ክኾነለይ
ኣሰይ ንዓይ ክኾነለየ
ሕጂ እየ ተወሊደ ተበልኩስ ትሕዘለይዶ’ዛ ኣደይ

መሀነኒት መሀነኒተይ መሀነኒት መሀነኒተይ
መሀነኒት መሀነኒተይ መሀነኒት መሀነኒተይ