If the Tigrinya letters on our site do not display properly, click here for help
If you are using a Microsoft Windows computer, download either GeezMahtemUnicode Font OR Download GeezTypeNet Font and save it under your system's "Fonts" folder.
If you are using an Andriod based phone, Download GeezIME for Android

Apple iPhones and iPads do not have support for geez fonts

ፌቨን ጸጋይ

ንገረኒ(NGERENI)
ህያበይ ከመይ እዩ ጽባሕና
ንገረኒ ንገረኒ ዝጸንሕ ኣብ ቅድሜና
ናተይ እንታይ እዩ ጽባሕና
ንገረኒ ንገረኒ ዝጸንሕ ኣብ ቅድሜና

ይኣምነካ እየ ካልእ ከይመሰለካ
ክረግእ ግን ጽባሕና ንገረኒ በጃኻ

ነገር ጓል ኮይንኒ ዕላለይ ምስ ዕድመ
ክድቅስ ክትንስ ዘይለግስ ከማይ
ንገረኒ ንገረኒ ንገረኒ ከምዚ እየ ዘለኺ
የዕልለኒ እንዶ የዕልለኒ ውራይ ከየጥፋእኩ

ረኣያ እሞ ነብሰይ ነብሰይ ፍቅረይ ደንግጽላ
ቃንዛን ስክፍታን ክበርየላ

በጃኻ በጃኻ’የ በጃኻ የዕልላ
ልባ ምለሰላ ካልእ ኣይበለትን ጽባሕና ንገራ

መዓስ እሞ ፈትየ ጽባሕና እናበልኩ ድቃስ ክኸልኣካ
ምቅሳን ኣብዩ ውሽጠይ ተገዲደ ክደጋግመልካ
ኣቅልበሉ ኣቅልበሉ ውሽጠይ በጃኻ ተረድኣለይ
ከመይ ኢለ ክቀስን ጽባሕና ከየነጸርካለይ