If the Tigrinya letters on our site do not display properly, click here for help
If you are using a Microsoft Windows computer, download either GeezMahtemUnicode Font OR Download GeezTypeNet Font and save it under your system's "Fonts" folder.
If you are using an Andriod based phone, Download GeezIME for Android

Apple iPhones and iPads do not have support for geez fonts

ዮናታን ታደሰ

ንቕጽ እየ ኢለልኪ(NKX IYE ILLEKI)
ኣብቲ ጸላም ምልኦ ኣብ ግዜ ሆይሆይታ
ምስ መቕርብ መሓዙት ኣብቲ አዋን ደስታ
ክስሕቕ ክጻወት ዝተመደበ ፌስታ
ርእይ ኣቢለክስ ንቕጽ ንእለታ(2)

ሆ…ሆ…ሆ… ሆ..ጉዳም ኢኺ ጉዳም
ኣቲ ኮኾብ ናተይ ቅይር ኣቢልክዮ ኩሉ ስሚዒተይ
ገለ ኢኺ ገለ ምቅርቲ ረኺበኪ
ኣብ ውሑድ ካልኢት ውሽጠይ ዝሰበርኪ

ደስ ኣለዎ ደስ ቁመናኪ ዋሃ ዘበለ
ኬፍ ኣለኪ ኬፍ አዋይ ከምገለ
ስሕብሕብ ኣቢሉኒ ኩሉንትናኺ
ቦታይ መውቅ ከሎስ ኣብታ ዙርያኺ
ንቕጽ ኢየ ኢለልኪ
ድርቕ ኢየ ኢለልኪ
ንቕጽ ኢየ ኢለልኪ

ገለ ኢኺ ጌርከለይ
ገለ ኢኺ ጌርከለይ
ገለ ኢኺ ጌርከለይ
ገለ ኢኺ ጌርከለይ

ተላለየኒ አንዶ ተላለየኒ
ተላለየኒ አንዶ ተላለየኒ
ተላለየኒ አንዶ ተላለየኒ

ስመይ ክነግረኪ መን እዩ ሰምኪ
ኩሉ እንተተረፈ መሓዛ ትኾኒ
ምርቕ ክሓግያ ነዛ ሎምዓንቲ
ብምልኣ ለይተስ ንቅጽ እየ ኢለልኪ

ድርቕ ኢየ ኢለልኪ
ንቕጽ ኢየ ኢለልኪ
ዓንዲ ጨው ኮይነልኪ
ሃ..ሃ..ሃ…..ሃ ፍትው ኣቢለኪ