If the Tigrinya letters on our site do not display properly, click here for help
If you are using a Microsoft Windows computer, download either GeezMahtemUnicode Font OR Download GeezTypeNet Font and save it under your system's "Fonts" folder.
If you are using an Andriod based phone, Download GeezIME for Android

Apple iPhones and iPads do not have support for geez fonts

ሳሊና ጸጋይ

ማናዳ ምናዳ (Mnada)
ኣይርስዓካን እየ ከመይ ኣቢለ ኣታ ከመይ እወ ከመይ
ጥጡን መፍትልን ኮይና ዘሕለፍናያ ህይወት
ምሳኻ መቐት
ማናዳ ምናዳ ፍቕሪ ናይ ክልቴና
መሰረቱ ዘውጽኦ ክንጽለል ክልቴና
ክትዓብድ ዓቢደ

ምናዳ ምናዳ እወ’ቲ ዕላልና ስቕታ ዝዓብለሎ
ዝሕሊ ዘይእንታዩ ምቖት ዘጀመሮ
ኣብ ዝኽረይ እዩ ዘሎ ወትሩ ዝመላለስ
ስምካ እንተ ኣልዒለዮ ንድሕሪት ዝውንጨፍ

ምናዳ ምናዳ ከተሐንቅቐኒ ** እንዳበልካ ክትብለኒ
ሃኒ ይዝከረኒ ኣሎ ሕጂ’ዩ መስለኒ

ምናዳ ምናዳ እታ ሓንቲ ለይቲ ወርሒ ቖሎ ኮይና የዕልል ከነምሲ
ስዒምካኒ ሽዑ ኣነ ትጸጊዐ ከመይ ኢልለ ክዝክርድሕሪኡ ዝኮነ
ምናዳ ምናዳ ዓይንኻ ድምቀቱ ወገግ ክብል ከሎ ሽዑ ናባይ ገጹ
ሕጂ ይኹነኒ በቃ ነዛ ሎሚ (2)
ኣይርስዓካን እየ ከመይ ኣቢለ
ኣታ ከመይ እወ ከመይ
ጡጥን ምፍተልን ኮይና ዘሕለፍናዮ ሂወት ምሳኻ መቐረት
ምናዳ ምናዳ ፍቕሪ ናይ ክልቴና መሰረቱ ዘውጻኦ
ክንጽለል ክልቴና ክትዓብድ ዓቢደ
ኣይርስዓካን እየ ኣታ ከመይ ኣቢለ

ምናዳ ምናዳ እወ’ቲ ዕላልና ስቕታ ዝዓብለሎ
ዛሕሊ ዘይንታዩ ሙቐት ዝጀመሮ
ኣብ ዝኽረይ እዩ ዘሎ ወትሩ ዝመላለስ
ስምካ እንተኣልዒለዮ ንድሕሪት ዝውንጨፍ
ምናዳ ምናዳ ክትሕንቅቐኒ ክምስ እናበልካ ክትብለኒ ሃኒ
ይዝከረኒ ኣሎ ሕጂ እዩ መስለኒ

ምናዳ ምናዳ ክትመጽእ ንገዛ ጸቡቕ እንዳ ኣዕለለና
ድምጺ ሰሚዕካ ሽዑኡ ኢልካ ቀባሕ ቀባሕ
ወዲቕካ ክትወጻ ብፍርሓት ብሰላሕ
ከመይ ኢለ ክርስዖ
ምናዳ ምናዳ መዓልቲ መዓልቲ
ርሑስ ከናፍርካ ኣብ ዓይነይ እዩ ዘሎ
ኣታ እቲ ፍቕርኻ
ምናዳ ምናዳ እቲ ሓደ ግዜ ርሑቕ ተጓዒዝና
ምድሪ ምስ መሰየ ክምስ ኢልካ ሽዑ ክምስ ኢልለ ኣነ
ትጥምምት ኢልና ኣነ’ኮ ደቒሰ

ምናዳ ምናዳ የዕለሊ እናበልካ
ጸጉረይ ኣናሰሓብካ ኣብ ካልእ እየ ነይረ ዋልላ ዘይሓዝኩካ
ቋንቋ ዘረባኻ ምናዳ ምናዳ ሰተታ ልብኻ ኩሉ ተሰካሚ
ከመይ ድየ ሓንቒቐ ናቱ ክህበኒ
ምናዳ ምናዳ ክብረትካ ክጽብቕ ኣብ ርእሲ ዝባነይ
ታቦት እዩ ርዝነትካ
ምናዳ ምናዳ ምዕበዲ ኢኻ
መን እሞ ማዕረኻ